መጽሓፍ 1 / TIGRIGNA COURSE – BOOK 1

$ 15.00

Compare
SKU: qyjjv Category:

TIGRIGNA COURSE – BOOK 1

Description

ዘሕጉስ ብስራት! በለስ ቡቡ ምስ ምጅማር ናይ online ትምህርትና ፡ ብሃንቀውታ እንጽበየን ዝነበርና ተኸታተልቲ 12 መጻሕፍቲ ኣዳሊና ኣለና። ነፍሲ ወከፍ መጽሓፍ ብመሳጢ ዛንታታት፡ ዘዘናግዑ ግድላት ፡ ምስ ገጻት ሕብሪ፡ ልምምዳት ምክትታል ፊደላትን ዝበለጹ ጽውጽዋያትን ናይ ህጻናት ኣእምሮ ንምምራኽ ብጥንቃቐ ዝተሰርሑ እዮም። እዞም ንመዘናግዕን ንምምሃርን ዝተዳለዉ መጻሕፍቲ፡ ሓደ መጽሓፍ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ድሉውን ጽፉፋን መጽሓፍ እዮ። ብዘሀብትም ትምህርታዊ ጸጋታት በለስ ቡቡ ዓቕሚ ውላድኩም ንምዕባይ ነዚ ዕድል ምጥቃም ኣይትሕመቑ! ንዝያዳ ሓበሬታ ብ +256702056414 ደውሉልና።

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “መጽሓፍ 1 / TIGRIGNA COURSE – BOOK 1”

Your email address will not be published. Required fields are marked *